ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ን 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሪኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ካምዝስዕብ ይከዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 25.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/12ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3  ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተክለሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ዳይሬክቶሬት  ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 20 ብር ከፊልኩም ትወስዱ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ዕለት 06/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉን ዘይተረከብሉን  ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s