1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ 2011ዓ/ም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤
2 መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤
3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤
4 መኸበሪ ጨረታ ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 10000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ናይመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር 5000 ብር፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስን 3000 ብር ፣መሳርሒ ፅሕፈት 5000ብር፣ኣቁሐት ፅሬት 3000 ብር ፣ ሕትመት 3000ብር ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኾይኑ ከትሕዝ ኣለዎ።
5 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሰዓራይ ምዃኖም ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤
6 ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ መረዳእታ ሽሞምን ኣድራሻኦምን ማህተሞምን ከዕርፉ ይግባእ።
7 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርበዎ ሰነድ መረዳእታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸውን ኣለዎ።
8 ጨረታ ብዝተፈላለየ መንገዲ ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ብምግባር ኣብ ቀፃሊ ከይሳተፉ ይገብር።
9 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ከምኡውን ዝተማልአ መረዳእታ ይኽፈት።
10 ተጫረቲ ድሕሪ ሳንዱቅ ምኽፋቱ ኣብ ጨረታ ምስታፍ ኣይከኣልን። ከምኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን።
11 ተጫረቲ ዘቀረበዎ ዋናን ቅዳሕን ንበይኑ ዓሺጎም ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ክፃሓፍ ኣለዎ።
12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 45 መዓልቲ ይኸውን።
13 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።
14 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ 09/01/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 09/1/2012 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።
15 14 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።
ድሕሪት