ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ላቫጆ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ TIN No ዘለዎ

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ኣታሒዙ ዘቅርብ

4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉካብ ዕለት 28/12/2011 ክሳብ 30/12/2011 ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ዕለት 30/12/2011 ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ