ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ጉማ በዝሒ 40 ኣጫረቱ ክትዕድግ ትደሊ ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ ረቆሓታት::

ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ጉማ በዝሒ 40 ኣጫረቱ ክትዕድግ ትደሊ

ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ ረቆሓታት::

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን::

2 ናይ ዘሸነፈ 2% በ ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝክእል::

4 ጨረታ ዘሸነፈ ኣበ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዝተኣዘዘ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

5 ጨረታ ሰነድ ዝዉሰደሉ ካብ ዕለት 6/12/2006 ዓ/ም ይኽዉን ::

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 14/12/2006 ዓ/ም ሰዓተ 8:30 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዘለዉዎ ኣበ ቀበሌ 15 ኣበ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኽዉን::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ