ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት እቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ኤክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ ናይ ጋራዥ ፅገና መኪና ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ፣ ተመዝጋቢ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዝኮነ  ዘለዎ፣ ክወዳደር ይክእል

2  ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ንግስተ ሰባ ዓድዋደ/ ከ/ዕ/ፋ/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 06 ዘይምለስ 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታን

4 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ኮይኑ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ መቅረባይነት ሰርትኪፌተ ዘለዎም

6 ሰዓራይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርብ

7 እቲ ጨረታ 28/12/2011 ሰዓት 4፡00 ኣታዊ ዝግበር ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ተዓሺጉ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 4፡30 መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

8 ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ጋራዥ ፅገና መኪና ጉልበት ዋጋ ፣ 29/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 4፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 መኸበሪ ጨረታ ንኩሎም 3000 ብር ኮይኑ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዝ ዝክአለ 

10 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 60 መዓልትታት

11 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 71 00 60/09 14 78 83 59 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s