1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት መስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ
2 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሩኩምን ናይ መቕረባይነት ምስከር ወረቐት ኮፒ ምስ ሙሉእ ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክተቕርቡ ትኽእሉ
3 ተጫረቲ ሽም ፣ ኣድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ከተቕቡ ትክእሉ
4 ፕሮፎርማ ዕለት 10/12/2011 ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብ ክልል ትግራይ ደጀን ቢሮ 1-06 ይኽፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት