ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ናይ ዝተፈላለዩ ካብዚይ ንታሕቲ ዝተገለፁ ፅገናታት ብፕሮፎርማ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ክወዳዲር ስለዝደለና ንክትወዳደር ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ቁልፊ በርን መስኮትን ምፅጋን

ቁልፊ

ብቁፅሪ

2

ናይ በርን መስኮትን ምፅጋን

በሪን መስኮትን

ብቁፅሪ

3

ወንበርን ጠረዼዛን ምፅጋንን ሓዲሽ ምግጥጣምን

ዝተሰበረ ወይ ሓድሽ ዝገጣጠም

ብቁፅሪ

4

ሸልፊ ምፅጋንን ምግጥጣምን

ዝተሰበረ ወይ ሓድሽ ዝገጣጠም

ብቁፅሪ

5

ተሳሓቢ ቁልፊ ምፅጋን

ቁልፊ

ብቁፅሪ

1 ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 9/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰዓት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ዘቕርብ

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 9/12/2011 ሰዓት 9፡30 ሰዓት

ተወሳኪ ሓበሬታ - 09 42 40 51 23

ድሕሪት
ጨረታ መደብ