ቤት ፅ/ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትኽእሉ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

 1.ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

 2.ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

 3.ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም

4.ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

5. ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹም ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገልፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን፣ ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 24/11/2011ዓ/ም ክሳብ 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቅርቡ /ክትወዳደሩ ትክእሉ

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሰሳሊ ዕለት 4፡30 አብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይክፈት

7. ብእቲ ዝቐርብ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኽዉን ኣለዎ እንተዘይኮይኑ ግንተቀባልነጀት የብሉን

8. ኣብ ዋጋ መዉሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኮነ ዋጋ ምምላእ ብፍፅም ኣይፍቀድን

9. ካብዚ ዝተሓተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልካ ዓይነት ቀይርካ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን

10 እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መኸንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግለና እቲ ስራሕ ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ

11. ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፈ ንብረት ኣታዊ ክግበር አለዎ

12. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል እዚ ዝተወዳደርኩሉ ሰዓራየ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይ ምትእጉጋል ኦርጅናል ዝኮነ ንብረት ብስፈስፊኬሽን መሰረት ንክቀርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማዕሚዐ አለኩ

13 . ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፈርማ ተራእረዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይካዉን

14. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

15. ናይ ቤተ ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር

16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትግበር

17. ናይ ፕሮፎረማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፂእካ ምዉሳድ ይካኣል

18. ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብስልኪ ቁፅሪ 0344416570/ 0344465170 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

ሞዴል መኪና

ታርጋ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

1.

Spring rear

FD1853641

ፎርድ 2014

4-01880

ቁፅሪ

01

2.

Sealasy -oil

FD 1726012

ፎርድ 2014

4-01881

ቁፅሪ

01

ድሕሪት
ጨረታ መደብ