ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምክባር ደንቢ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዉዕል ሕትመት መክሰሲ ፓድ ግዝኢት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 22/11/2011 ክሳብ ዕለት 24/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/11/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00

4 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757

ድሕሪት
ጨረታ መደብ