ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝምልክተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሎት 1አቁሑት ኮምፒተርን ተዛመድትን

ሎት 2 ስራሕቲ ሕትመት

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ ወርሒ ጉንበት ሰነን 2011ዓ/ም ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርክሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

4 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 10000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይካዓ ብጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተአሸገ ፖስታ ንሎት ሓደ  ቴክኒካልለ ሓዳ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ፋይናንሻል ሓደ ኦርጅናልን ሓደ ቅዳሕን ኮይኑ ንሎት ክልተ ሓደ ቴክኒካል ሓደ ፋይናንሻል ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::

6 እቲ ጨረታ ካብ 13/11/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 29/11/2011 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት::

7 መሸነፊ ትካል ኣብ ዝተውሃቦ መዓልቲ ዘቅርብን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ከቅርብ ዝክእል፤ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ዘየቅረበ ተወዳዳሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሓወሰ ርዱእ ተገይሩ ይውሰድ፡

8 ተጫረቲ ንዝተውሃቦም ዝርዝር መዐቀኒ መሰረት ከቅርቡ ኣለዎ፡፡

ሰዓሪ ኣካል ውዕሊ ካብ ዝአሳረሉ ዕለት ጀሚሩ 1ዓመት ሙሉእ ከገልግል ዝክእል፤

9 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::

10 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክ ምቅናስ መሰል ኣለዎ፡፡

11 ኩሎም ስምምዕነት እቲ ጨረታ ብስርዓት መምርሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 04/2007 ዝተፈፀመ ይከውን፡፡

12 ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

13 ንተወሳኪ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መምርሒ ቁፅሪ 04 /2007 ተግባራዊ ይከውን፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ 0344-404715 ምድዋል ይከአል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s