ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ህንፀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ መሳርሕታት ፅሕፈትን ካልኦት

ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ህንፀት ግልጋሎት  ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ ፣መሳርሕታት ፅሕፈትን ካልኦት ናይ ማዕፆ  ስራሕትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ  ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ይዕድም

  1. ናይ 2007 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ፣ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈልኩምን፣ ቲን መለለዩ ቁፅሪ ዘለኩም ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩም፣ ብትልምን ፋይናንስን ዝተዉሃበ ናይ 2008 ዓ ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ደፍተር ክተቅርቡ እትክእሉ ። ንዝተዘርዘሩ መረዳእታታት ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ፣ ኣብ መወዳደሪ ሰንድ ሽም ክታም ናይቲ ትካልን ምሕተምን ኣድራሻን ክተቅምጡ ይግባእ
  2. መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ቅድሚየያ ክተትሕዙ ይግባእ
  3. ተጫራታይ ንዉዕሊ መክበሪ 10 ሚኢታዊ ክተትሕዙ እትክእሉ
  4. ጨረታ ዝወፀሉ 10 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ኮይኑ ክሳብ 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ
  5. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ድማ 25 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  6. ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ እንዳከፈልኩም ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ደጋዊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 6 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓተ ናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
  7. እቲ ቤት ህንፀት ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ  0347711227   ወይንድማ  0347711668 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s