ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣ መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይንንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንማሕበራት ደኣንት ንኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣብዞም ቀፂሎም ዘለው ከባብታት ከስርሕ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ህንፀት ስራሕቲ ህንፃታት 2ይ ትውልዲ ጥዕና ኬላታት ክፍሊ 1ን ክፍሊ 2ተን  ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ፣ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ፣ ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን፣ ኣብ ወረዳ ሓውዜን፣ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ፣ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት፣ ብደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ

2 ህንፀት መንበሪ ገዛ ሰብ ሞያታት ማለት ስታፍ ረዚደንስ ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ፣ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም፣ ኣብ ወረዳ ራያ ኣላማጣ፣ ኣብ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት፣ ብደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ

3 ህንፀት ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ጣብያታት ጥዕና ማለት MCH ኣብ ወረዳ ወርዒ ለኸ ዝሓምሓምን ዓዲሴለን፣ ኣብ ወረዳ ወልቃይት፣ ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ፣ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም፣ አብ ወረዳ ኢሮብ፣ ብደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ንዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ከማልኡ ኣለዎም፡፡

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተውሃበ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ምዝገባ ንግዲ፣ ናይ መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ መረዳእታ፣ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ፣ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈለን : ናይ ዝሓለፈ ወርሒ 2011ዓ/ም ናይ ቫት ድክለሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣

2 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 21/10/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣ መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 191 ምውሳድ ይክእሉ፡፡

ብስ.ቁፅሪ 0344-408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s