ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ጨንፈር መኾኒ ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቅሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ላፕቶፓትን ዝ/ዩ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

1 ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 16 ግንቦት 2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ሰዓት 2፡30 ክሳብ 11፡30 ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ጨንፈር መኾኒ ቢሮ ቁፅሪ 02 ምውሳድ ይከኣል እዩ፡፡

2 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ካብ ትልምን ፋይናስን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘኮነን ወርሓዊ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::

5 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ጨንፈር መኾኒ ከቅርብ ዝክእል፤

6 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ነብሲ ወከፍ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ 5ተ ማዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ፡፡

8 መከበሪ ውዕሊ ብጥረገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ክፍሊት 10 ሚኢታዊ ውዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል፤

9ዝተውሃቦ መዓልቲ ብዝተተሓተቶ መከበሪ ውዕሊ ዘየትሐዘ እንተኮይኑ መከበሪ ጨረታ ይውረስ፤

10 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ ዝተውሃቦ መዓልቲ ዋና ማለት ኦርጂናል ንብረት ከቅርብ ዝክእል፤

11 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 16/09/2011ዓ/ም ክሳብ 25/09/2011ዓ/ም እዩ፡፡

12 እቲ ጨረታ ዕለት 25/09/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ጨንፈር መኾኒ ይክፈት::

13 ጨረታ ምስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለውጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባር ኣይክእሉን፤

14 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፤ተዘይቀሪቦም ድማ በመምርሒ ጨረታ መሰረት ይክፈት፤

15 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0928-942332 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s