ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንናይ 201ዓ/ም በጀት ዓመት ንመሳርሒ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ንብረታት ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ 2011ዓ/ም ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት ምስክር ወረቀትን ናይ ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 መከበሪ ጨረታ 6000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ክፊሊት መአዘዚ ቼክ ወይ ሲፒኦ ኣቀዲሞም ዘትሕዙ፤

6 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 09/09/2011ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ድማ 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእከል ህንፀት ውቅሮ ይክፈት፡፡

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ህንፀት ውቅሮ ቢሮ ቁፅሪ 3 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምውሳድ ትክእሉ፤

8 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን30 መዓልቲ እዩ፡፡

9 ውዕሊ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ ድማ ውዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ አዩ፡፡

10 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-430843 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s