ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣቅሓ ሞተር ሳይክል፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ።

1 ናይ 2011ዓ/ም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤ ወረቀት ምስክር መለለይ ከፋሊ ግብሪን ተወሳኺ እሴት ታክስ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

2 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ካብ ሚኒስቴር ገንዘብን ቁጠባን ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

3 ናይ ወርሒ መጋቢት 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘቅረብኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ኤጀንሲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ ደ/ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ/ ምም /ር/ ንብረትን 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 229 ብምምፃእ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ምውድ ይከኣል፡

5 ጨረታ ካብ ብክልላዊ ሚድያ ዝተጋወሐሉ  ካብ 08/09/2011ዓ/ም ክሳብ 23/09/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዋጋ መሊእኹም ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣታዊ ምግባር ይከኣል።

6 እቲ ጨረታ 23/09/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 9:30 ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 229 ይክፈት።

7 መከበሪ ጨረታ ንሞተር ሳይክል 15000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ኣቅሑ ፅሬት 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ሽሕ ቅርሺ ብስፒኦ ከቅርቡ አለዎም።

8 እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ዉይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 እቲ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካበቲ ዝተቀመጠ ፊርማ ናይ በዓል ናይ ፊርማ ክዓርፎ ይግባእ፡፡ እዚ ማለት ፓራፍ ክግበር ኣለዎ ማለት እዩ፡፡

10 ዝተቀመጠ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክሱ ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405023 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s