ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ንዝ/ያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ዘለኩም፤ ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም፣ ቲን ካርዲ መረዳእታ ዘለኩም ፣ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም፣ ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክላርስዮን ዝገበርኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ኣተሓሐዙ ዘቅርብ፤

2 ናይ ሕድሕድ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ጨረታ ነቲ ጨረታ መከበሪ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብምክፋል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ 01 ምውሳድ ይከኣል፡፡

4 ካብ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ጨረታ ዶክመንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክመንት ብምምላእ ኦርጂናልን ኮፒን ነነበይኑ ኣብ ዝ/ያ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይርሉ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን 01 ዝተዳለወ ሳንዱቅ የኣቱ፡፡

5 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም 8፡00 ናይ ደ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

6 እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ናይ መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ይምለሰሉ፡፡

7 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ ተዘይኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መ/ቲ ካዝና ኣታዊ ይከውን፡፡ በተወሳኪ ብመመርሒ ዕደጋ እውን ይሕተት፡፡

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0346-670078 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s