ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮ.መ.ት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ፅ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 15/08/2011 ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406839/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ