ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ዩኒፎርም ሰራሕተኛታት ደቂ ተባዕትዮ/ ሙሉእ ጁባን ስረን ምስገበሩ/ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 09:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም፤

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ፤

3 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል።

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ጥራሕ ክትሕዝ ዝክእል ኮይኑ፣ አቲ ሰፒኦ ኣብቲ ውሽጢ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ የቕርብ።

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 30/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:25

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 09/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:25 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9:30 ይክፈት።

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትው።

10 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ። እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከገልግል ይኽእል እዩ።

ኣድራሻና- ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342-400138

ድሕሪት
ጨረታ መደብ