ቤት ማዘገጃ ከተማ ንጉስ ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2011ዓ/ም ንናይ ባውዛ መብራህቲ ኣገልግሎት ዝውዕል ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር በቲ ዘፈር ዘለኩም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቲን ናምበር ዋናን ቅዳሕን ከተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ለካቲት 2011ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዝገብርኩምሉ መረዳእታ ከተቅርቡ ትክእሉ፤

3 ሰነድ ጨረታ ካብ 20/07/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/08/2011ዓ/ም ኣብ ቤት ማዘገጃ ከተማ ንጉስ ወረዳ ፀገዴ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፡፡

4 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ፡

5 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ወረዳ ንጉስ ቤት ማዘጋጃ ሳንዱቅ ጨረታ 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይ ምርካቦም ናይ ጨረታ ሰነድ ኣይተኣጓገልን፡፡

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ድሕሪ ናይ ጥርዓን መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ 10 ሚኢታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ፡

8 ቤት ማዘጋጃ ከተማ ንጉስ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን35 መዓልቲ ይከውን፡፡

10 ናይቲ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0909-060762/0918-450217/0914-253331 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s