ናይ 2008 በጀት ዓመት ንፅሕፈት መሳርሒ :ንፅሬት መሳርሒ: መፀጋገኒን ንሕጊ ተሃነፅቲ ደቂ አንስትዩ ስነፅበቀ መሰልጠኒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑትን ንተሃነፅቲ ምግቢ ንከቅርብ ዝክእሉ ሕጋዉያን መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ግልጋሎት/ ክረክብ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንፅዉዕ

1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ  ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብን ቲን ናምበር ዘለዎን

2 ንተሃነፅቲ ምግብን ንፅሕፈት መሳርሒን ንምቅራብ ዝወዳደር መቅረባይ ንተወሳኪ ኤሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2007 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ ምዃኑ መረዳእታ ዘቅርብ ንተሃነፅቲ ምግቢ ንምቅራብ ዝወዳደር መቅረባይ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ አሲሩ ክምገብ ዝኽእል

3 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ንምግብን ተሃነፅቲ ንዝወዳደር ዘይምለሰ ብር 50.00 ንካልኦት ሰነዳት ድማ ንሕድሕድ ሰነድ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ህንፀት ማይጨዉ ፋ/ዕ/ንብ/ ምም /ርን ቢሮ ቁፅሪ 5ምዉሳድ ይከኣል

4 መኽበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 4000

ንፅሬት መሳርሒ ብር 2000

ንመፀጋገኒ መሰርሒ ንብረት ብር 3000

ንደቂ ኣንስትዩ መሰልጠኒ ኣቁሑት ብር 3000

ንምግቢ ተሃነፅቲ ብር 15000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ካብ ሕጋዉያን ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅርብ ዝኽእል

7 ናይ ምግቢ ጨረታ ካብ ዕለት 18/1 /2008 ዓ/ም ክሳብ 02 /1/2008 ዓ/ም

8 ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬትን : መፀጋገኒንብረታት ካብ ዕለት 18/1/2008 ዓ/ም ክሳብ 03/02 2008 ዓ/ም ምስ ሙሉእ መረዳእታ ነዚ ተባሂሉ ዝተደለወ ሳፁን ኣብ ማይጨዉ ቤት ህንፀት ፋ/ዕ/ንብ/ ምም /ርን ቢሮ ቁፅሪ 5 ምእታዉ ይከአል

9 ናይ ምግብና ተሃነፅቲ ጨረታ ዕለት 02/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8:00 ይርአ ነካልኦት ሰነዳት ድማ ዕለት 03/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉዎ ይኽፈት ዝተማልአ ሰነድ መኽበሪ ጨረታን እንተቐሪቡ ግና ተወዳደርቲ አብ ዘየለዉ እዉን ምክፋት ይከኣል ኢዩ

9 መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ን10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

10 እቲ ጨረታ ተራእዩ አሸናፊ ምስተነፀረ ዘሸነፈ ተጫራቲ አብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕል ዝአስር ዉዕል እንተዘይኣሲሩ ንጨረታ መኽበሪ ዘትሓዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ዝኸዉን ምዃኑ ክፈልጥ አለዎ ኣብ በዝሒ ንብረት 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ

11  ቤት ህንፀት ማእኸል ማይጨዉ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

   ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0348770046  ወይ 0914106000 ምሕታት ይከኣል

 

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ