ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2011 ዓ/ም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንሕሙማት ዝኮኑ ፃዕዳ ጣፍ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ፡፡

1 ሰለዚ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ 09/07/2011ዓም ክሳብ 27/07/2011 ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ሆስፒታል ቅድሰተ ማርያም ኣክሱም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ነብሰከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቅድስቲ ማርያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕን ሕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክተቅረቡ ትክእሉ

2 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክን  በዚ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም፤

3 ናይ ወርሒ ጥሪ 2011ዓ/ም ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮንኩም፤

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ሐደ ቅዳሕ እተቅርቡ፤

4 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ እተቅርቡን፤

5 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ሐደ ቅዳሕ እተቅርቡ

6 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ማለት እዉን ብስፒኦ ባንኪ ጋራንቲ ቅደሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ ትክእሉ፡፡

7 ጨረታ ዝዕሸገሉ 27/072011 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡45 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ መከበሪ ጨረታ ኣማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከም ዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ፡፡

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ መፅዓኒን መራገፍን ናብ ሆስፒታል ቅድሲቲ ማሪያም ኣክሱም ከቅርብ አለዎ፡፡

10 ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ዘትሕዝ

11 ተጫረቲ ኣብ ዘቀርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን እንተዘይሃልዩ ስርዝ ድልዝ እንተከይኑ ተቀባልነት የብሉን

12 እቲ ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

13 ከምእዉን 25 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347-752212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s