ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ናይ ክ/ከተማና ዝርከብ ን2011ዓ/ም ሳዕርን ተክልን ማናጅመንት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤ ስለዚ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋ ንክትወዳደሩ ንዕድም፤

1 በቲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ተወዳደርቲ ቲን ቁፅሪ ሰርቲፊኬት ኮፒ ኦርጅናልን፡ ቫት ዝተመዝገብኩም ዲክለር ዝገበርኩም ናይ 2011ዓ/ም 3 ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርክምሉ ብኮፒ ክተሓሓዝ ዝክእል ንቫት ተመዝገብቲ

4 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 04/07/2011ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 150 ብር ብምክፋል ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 6 ምግዛእ ይከኣል፤

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት፤

6 ሳዕርን ተክልን ማናጅመንት ንጨረታ መከበሪ 15000.00 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይከኣል እዩ፤

7 ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ ይገበረሉ፤

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ 60 መዓልታት ይከውን፤

9 ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ዘድሊ መረዳእታታት መክበሪ ውዕሊ ብምትሕሓዝ ውዕሊ ኣሲሩ ንብረት ኣታዊ ይገብር ወይ ስርሑ ይጅምር፤

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-406285 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s