ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን ኮብልስቶን ስራሕቲ ንምክትታል መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ንደሊ፤

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 22/05/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ይዕፀ፤

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ