ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድክሎዘር /ሞዴል 78/ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምግዛእ ይደሊ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
  3. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል  ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  5. 2 %  ዊዝ ሆልዲንግ  ክኸፍል ዝክእል::
  6. ጨረታ ኣብአየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 03 /12/ 07 ዓ/ም  እስካብ 11 /01/ 08  ዓ/ም   አብዘሎ ናይስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
  7. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11 /01 / 08 ዓ/ም ሰዓት  5:00  እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 11 /01/ 08  ዓ/ም   ሰዓተ  8:30  ለምለምካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  8. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  9. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ  5  መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
  10. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  11. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0348770023  ይደዉሉ::

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s