ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ነዳዲ ቅብኣት ማለት ናይ ሞተር ዘይቲ፣ ናይ ካምብዩ ዘይቲ፣ ናይ ፍሬን ዘይቲ፣ ናይ መሪ ዘይቲ፣ ግሪስ፣ ናይ ማይ ባትሪ፣ቤንዚን፣ ናፍጣ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ተዛማዲ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለዩ ቁፅርን፣ ኦርጅናልን ዘይምለስን ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ኣብ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ይክእሉ።

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ብሰምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ መስታወቂያ ዝወፀሉ ዕለት 09/01/2019 ዓ/ም.ፈ ክሳብ 29/01/2019 ዓ/ም.ፈ ድሕሪ ሰዓት 8:00 ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ይክእሉ።

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብናይ ባንኪ ክፍሊት መኣዘዚ (ሲፒኦ) ብር30,000.00 (ሰላሳ ሽሕ  ብር) (CPO) ብዝተዓሸገ ፖስታ ምስ ናይ ጨረታ ደኩመንት ብምትሕሓዝ ክእትዉ አለዎም :: ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

4 እዚ ጨረታ ዕለት 29/01/2019 ዓ.ም.ፈ ድሕሪ ሰዓት ልክዕ 8:00 ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 29/01/2019ዓ.ም.ፈ ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ መቐለ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ መአከቢ ኣዳራሽ ዝክፈት እንትኮን ሰነዱ ዝተማልአ እንተኮይኑ እንተዘይተረከቡ እዉን እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝክፈት ይከዉን ።

5 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መቐረቢ ሰነድ ዘእትዉዎ ዋጋ ናይ ሓደ ሊትሮ ዋጋ ክከዉን ይግባእ።

6 ኣብቲ ጨረታ ተወዳዲሩ ዝሰዓረ ተጫራቲ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተነገሮ ዕለት ጀሚሩ 3ተ መዓልትታት ናይ ጠቅላላ ዋጋ 10% ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንቲ ብምትሐዝ ምስ ትካልና ውዕሊ ይፈራረም። እዚ እንተዘይኮይኑ ግን ንዉዕሊ መክብሪ ዘትሓዞ ገንዘብ ናብ ትካልና ኣታዊ ብምግባር ኩባንይና ካልእ አማራፂ ይወስድ።

7 ሰዓራይ ተጫራቲ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።

8 ተጫረቲ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኮም ዋጋ ምእታዉ አይከኣልን።

8 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ምስ ኣሸነፉ ንካልእ ሳልሳይ ወገን ኣሕሊፎም ምሃብ ኣይክእሉን።

10 ኩባንያና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 251-930413111 ፋክስ 251-3444-066803 ይደወሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ