ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

1 ብዘርፉ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብሉ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ዓ/ም ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝክእል፣ ቫት ተመዝገብቲ ጥራሕ ይምልከት።

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቲን ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ፤

3 ናይቶም ንብረት ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 20.00 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/05/2011ዓ/ም ካብ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረትን ብምዉሳድ ናይ ጨረታ ሰነ ኣብ ፖስታ ብምእሻግ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ብምቅራብ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክፍሊ ቁፅሪ 12 ምእታዉ ይከኣል።

4 ጨረታ ዕለት 15/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ መክእላይ ቤት ፍርዲ ማይጨዉ ይክፈት።

5 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ መክብሪ ጨረታ ብር 3000 ብገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብር 10% መክበሪ ዉዕሊ ብስፒኦ ብገንዝብ ከቅርብ ብዝክል፤

7 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ እቲ ዝተስማዕምዕሉ ዕለት እንተዘይኣቅሪቦም ንመክብሪ ዉዕሊ ዘትሐዝዎ ገንዘብ ብቅፅዓት ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን።

8 ጨረታ ሰዓራይ መቅረቢ እቲ ንብረት ሰርሑ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀምሩ ብዉዕሊ መሰረት ኣታዊ ይገብር ዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ናብ ቤት ዕዩና አታዊ ይገብሩ።

9 ካብቲ ዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ ኣማራፂ ተባሃሊ ከቅምጥን ኣብቲ ስፔስፊኬሽን ዘይተነፀረ ንበረት ምቅማጥን ኣይፍቀድን ዉድቂ ይከዉን።

10 በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ፅሬቶም ዝሐለወ ምካኖም ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል፤

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ።

12 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0347-770221 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s