ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ዲኮር ግዝኢት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 02:59 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/05/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ