ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ናይ 2ይ ደረጃ ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 09:10 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ክሳብ 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 9:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ