ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ክትዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝክእል
3 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓ/ም እስካብ 22/4/2011 ዓ/ም ይኸዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 22/4/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/4/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s