ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ንበረት/ምምሕዳር ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2011 12:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ካብ 10/04/11 ክሳብ 12/04/2011 11:30

2 እዚ ጨረታ 15/04/2011 ዓ/ም 2:30 ይኽፈት።                                     

ንተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0344-402420 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s