ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ጣብያ ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ቤት ትምህርቲ መሰረተ ኣብ ዋና መንገዲ እንዳ ማርያም ዓይደር ዝርከብ በዓል 4ተ ክፍሊ ገዛን 2ተ ዓበይቲ ቆርቆሮ ምክዘን ልዕሊ 4000 ሜትር ካሬ ቦታ ዝርከብ ንጋራዥ መክዘን ንማእከላይ ቤት ፅሕፈት ወዘተ ግልጋሎት ክውዕል ዝክእል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክተካሪ ትደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2006 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
በዚ መሰረት ክትካረዩ ትደልዩ ትካላት ውልቀ ሰባትን ካብ ዕለት 11/10/2006 ዓ/ም ክሳብ 16/10/2006 ዓ/ም ኣብ ከባበያዊ ምምሕዳር ቀዳማይ ወያነ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብምቅራብ ኩነታት እቲ ገዛን ቦታን ሓበሬታ ብምርካብ ጨረታ ፖስታ ናብ ሳንዱቕ ጨረታ ዝግበረሉ እዋን ካብ 11/10/2006 ዓ/ም ክሳብ 16/10/2006 ዓ/ም ክሳብ 6፡00 ናይ ቀትሪ
ጨረታ ዝክፈተሉ ፅለት 16/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ
ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 15 ቀበሌ ደብሪ
ቤት ፅሕፈት ማደኣት
ድሕሪት
ጨረታ መደብ