ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኤች ኣይ ቪ ፖዚቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል መካይን Brigestone ጥርሲ ዘለዎ ጎማ ማለት ውን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 መፍለይ ዓይነት 265/70R15 TOYOTA Model 2012

2 መፍለይ ዓይነት 215/80R15 ወይ 215/R15C Nisan D22 ሓሓሙሽተ ብጠቅላላ 10 Brigestone ክዕድግ ይደሊ።

1 እቲ ጨረታ 27/12/2018 ኣ.ፈ ሰዓት 8:30 ድ.ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415343/0914-750648 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ