ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ብሎኬት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 29, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኽዝን / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሓደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ብሎኬት በዓል 20

ቁፅሪ

8644

1 ዝተሓደሰ ናይ 2010/11 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዋ

3 ናይ ቫት ወይም ቲኦቲ ከፋሊ ዝኾነን ናይ ቲን ሰርቲፊኬት ዘለዋን

4 ተወዳደርቲ ኣብ ትመልኡዎ ጨረታ ሰነድ ማህተም፣ ፊርማን ምሉእ ኣድራሻን ምስ ቁፅሪ ስልኪ ክትገብርሉ ይግባእ።

5 ሰዓራይ እዚ ጨረታ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

6 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ኣብቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሰደቃ ቀሪቡ ዘሎ ናይ ነፀላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋ መምልኢ ግልፂ ብዝኾነ መንገዲ ክመልኡ ኣለዎም።

7 ናይቲ ዘቅረቦ ጠቅላላ ዋጋ 3% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ምስቲ ጨረታ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርብ ዝኽእል፤

8 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይም ቲኦቲ ምዃኑ ብግልፂ ከቀምጡ ይግባእ። ኮይኑ ግና ምንም ዓይነት መብርሂ ተዘይሃልይዎ ቨት ዝሓወሰ ምዃኑ ርዱእ ከምዝግበር ነፍልጥ።

9 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/03/2011 ዓ/ም -29/03/2011ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ክሳብ ዕለት 29/03/2011 ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ዘይምርካቦም ንቲ ከይዲ ምክፋት ጨረታ ከምዘየተኣጓጉሎ ክንሕብር ንፈቱ።

10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-410671/414473/416554 ደዊልካ ምሕታት ይከአል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s