ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 2 ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግብኡ ነገራት

1 ግብሪ ዝከፈልኩምሉን ዝሐደስኩምሉን ፍቓድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ሰርቲፊኬት መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ዝትጫረቱ ተጫራቶ ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ ወረሒ ነሓሰ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

4 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ናይ ብመቕረባይነት ሰረተፍኬት መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

5 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ብር 5,000.00 ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::

6 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::

7 እቲ ጨረታ ካብ 10/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 27/02/2011 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት::

8 ሰዓራይ ትካል ብዝተውሃቦ ስፐስፊኬሽን መሰረት ዘቅርብ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ከቕርብ ይግባእ። አብ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ከይሓወሰ ዘቕረበ ተጫራታይ ቫት ከምዝሐወሰሉ ይዉሰድ::

9 ብስፐስፊኬሽን መሰረት ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝን ናብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሕፈት መሳርሒ ይዅን ስራሕቲ ሕትመት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲታት አታዊ ይገብርን 11 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::

12 ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ 0344-404715/ 0344-400451 ምድዋል ይከአል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ