ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእኸል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ፅሬት፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ኣቑሑት መለዋወጢ መኪና (ስፔር ፓርት)፣ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ 2010/2011ዓ/ም ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ 2010/2011ዓ/ም ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝኽእል፤ወረቀት ምስክር መለለይ (ቲን) ከቅርብ ዝኽእል፤ኣብ ተወሳኺ አሴት ታክስ ዝተመዝገበ ፣ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

3 እቶም ቅድም ኢሎም ዝተጠቀሱ ረቋሒ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ሓደ ገፅ ሒዝኩም ክትቀርቡ ኣለኩም

4 ተጫረቲ ዘይምለስ 40.00 ቅርሺ ንነብሲ ወከፍ ጨረታ ብምኽፋል ከብ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብ/ት ዞባ ማእኸል ቁፅሪ 37 ምውሳድ ይከኣል።

5 መኸበሪ ጨረታ ዝሰዓረ ምስተፈለጠ ንዘይሰዓሩ ሽዑ ንሽዑ ዝምለስ 7000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምዃኖም ምስተገለፀ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ቀሪቦም ውዕሊ ክኣስሩ ዝኽእሉ፤

7 ተጫረቲ መኸበሪ ውዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ 10% ብሲፒኦ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

8 ተጫረቲ ካብ ዝኣሰርሉ እዋን ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ን መገጣጠሚኡን ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርቡ ክኽእሉ ኣለዎም።

9 ጨረታ ክፍቲ ዝኾነሉ ካብ 28/01/2011 ዓ/ም-16/02/2011ዓ/ም ኾይኑ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእኸል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይኽፈት።

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-754852

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s