ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሓውዜን ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ማይ መስመር ፣ተሽከርከርቲ፣ፈርኒቸር፣ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤ ስለዚ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንኽትጫረቱ ንዕድም

1 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ

2 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ዝሐዘ ተወሳኺ እሴት ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓ/ም ዲክላሬሽነ ዝተገበረሉ መረጋገፂ ዘቕርብ

4 ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘቅርብ

5 ናይ ውሕስና መኽበሪ ጨረታ 3000( ሰለስተ ሽሕ ብር) ጥረ ገንዘብ ወይ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕሰና (ሲፒኦ) ከትሕዝ ዝኽእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ ብር 50 (ሓምሳ ብር) ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 08 ምውሳድ ይከኣል።

7 ካብ ዕለት 14/01/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ኩሎም ሰነዳት ስልጣን በዘለዎ ኣካል ተፈሪሙን ማህተም ተገይሩሉን ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ናይ ጨረታ መኽበሪን ካልኦትን ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ካብ ቤት ፅሕፈትና ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓውዜን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 04 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ።

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/02/2011 ዓ/ም 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 4:30 ይክፈት።

9 ተጫራቲ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፁ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ስራሕ ውዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ እንተዘኮይኑን ካሊእ መምርሒ ዕደጋ ዝፈቀዶ ብዘይምፍፃሙን ቤት ፅሕፈትና ዝተትሓዘ ውሕሰና መኽበሪ ናይ ምውራስ መሰል ዝተሓለወ ምዃኑ

10 ሰዓራይ ውዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ እንተዘይገይሩ እቲ ኣታዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀፂዑ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣተዊ ይገብር።

11 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጓዕዝያ ብምሽፋን ኣብ ከተማ ሓውዜን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣጓዒዙ ዘቅርብ

12 እቲ ዘይሰዓረ ታጫራታይ ዘትሓዞ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብመሰረት መምርሒ ዕደጋ ይምለሰሉ

13 ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ ንብረት ብመጠን 20% ክንውስኽን ክንቅስን ንኽእል ምዃና

14 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0346-670524 ምድዋል ይከኣል። 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s