ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንተሽከርከርቲ መፀገኒ ጋራዥ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ።

በዚ መሰረት ተወዳዳርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት

1 ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኾኑ ወርሓዊ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዘኽእል

3 ነጋሪት ደረጃ ብቅዓት 4ይን ልዕሊኡን ዝኾኑ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ንግዲ ከቅርቡ ዝኽእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ 10.000( ዓሰርተ ሽሕ) ቅርሺ ብሲፒኦ ከትድሕዙ ዝኸእሉ

6 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት አብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስሩ ዝኽእሉ

7 ተወዳደርቲ ኣብ ሙሉእ ፕሮፎርማ ፣ማሕተም፣ፊርማ፣ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ምስ ስ.ቁፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

8 ተወዳደርቲ ንነበሲ ወከፍ ሰነድ 50.00(ሓምሳ ቅርሺ) ብምኽፋል ወሲዶም ኣብ ዝመልእዎ ጨረታ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 10/01/2011ዓ/ም -25/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

9 ዝሰዓረ ትካል ንዝግዝኡ መቀያየሪ ኣቑሑት ኣብ ኮሚሽንና መፂኡ ትኽክለኛነቱ ኣረጋጊፁ መረዳእታ ኣቅርብ ኣበዝተብሃለ እዋን ብፅሑፍ ከቕርብ ዝኽእል

10 ኮሚሽንና እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-406577 ወይ ብኣካል ናብ ቢሮ ቁፅሪ 205 ምምፃእ ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s