ክፍለ ከተማ ቐደማይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን2011 ዓም አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ስቴሽነሪን :ናይ ፅሬት ኣቀሑት : ናይ እሱራት ቀለብን ባኒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 003 ሃላቂ ፅሕፈት መሳርሒ ስቴሽነሪን ናይ ሲፒዩ ዋጋ 5000 ብር
  • ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 004 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ናይ ስፒዩ ዋጋ 5000 ብር
  • ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 005 ናይ እሱራት ቀለብ ባኒ ናይ ስፒዩ ዋጋ 5000 ብር

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ንናይ መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ብትካሎም ዝወፀ አካዉንት ቁፅሪ ዘቅርቡን

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም ኣብ ሐደ ፖስታ ኦርጅናል ደኩመንት ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50 ብር (ሃምሳ ቅርሺ)

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 23/01/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ

5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምንከባቢ ጁብሩክ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914784713 /0910141095 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ