ማእኸልሐወልቲ ሳማእታት ትግራይ ንመፃሕፍቲ መደርደሪ ዝከዉን ሸልፍን ኤክስኩቲቭ ኪንፈረንስ ቴብል ኦምፓርትድን : ንኮንስትራክሽን ኣቁሑት: ናይ ሙዝየም ዝተፈላለዩ ስታንድ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ስዝደለየ

               ምልክታግልፂጨረታ    

ማእኸልሐወልቲ  ሳማእታት  ትግራይ ንመፃሕፍቲ መደርደሪ ዝከዉን ሸልፍን ኤክስኩቲቭ ኪንፈረንስ ቴብል ኦምፓርትድን : ንኮንስትራክሽን ኣቁሑት: ናይ ሙዝየም ዝተፈላለዩ ስታንድ   ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ  ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ  ስዝደለየ  ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት  እተማልኡ ሕጋዉያን  መቅረብቲ ክትወዳደሩ ክትጫረቱ ይዕድም

1  ናይ  2007 ዓ/ም  ንግዲፈቃድዘሐደሱ ቫትሬጅስተርድዝኮኑ:  ናይወርሒ መጋቢት ሚያዝያ ዲክለር ዝገበርሉመረዳእታዘቕርቡ  :  ኣብመቕረባይነትዝተመዝገቡመረዳእታ ዘቅርቡ ናይግብሪ መኽፈሊቁፅሪ /TIN/  : ዘለዎምወይድማምምዝገቦምመረዳእታከቕርቡዝኽእሉ::

2   ጨረታመኽበሪ ቢድ ቦንድ ንምፃሕፈቲ መደርደሪ ዝከዉን ሸልፊ ን ኤክስኩቲቭ  ኮንፈረንስ ቴብል  ኦምፓርት : ንኮንስትራክሽን ኣቁሑት: ናይ ሙዝየም ዝተፈላለዩ ስታንድ  ነኒ ሕድሕዶም ዓይነት ብር  5000  /ሓሙሽተሽሕብር /  3000  /ሰለስተ ሽሕብር /   2000  /ክልተሽሕብር /    ብሽም ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዝተረጋገፀ CPO ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ምስ ጨረታ ሰነድ ዘእትዉ::

3 ናይ ጨረታ ሰነድ  ካብ ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዘይምለስ 30.00 (ሰላሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 54 ምውሳድ ይካአል::

4  ጨረታ ዝሰዓረ አብ ግዜ ዉዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 % ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ  ዝክእል::

5  ተጫረቲዝወሰድዎሰነድብጥንቃቐብዝተአሸገፖስታብምግባርኦርጅናልንኮፒንብክልተ ናይትካሎም ማህተምብምግባር ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ ፋይ/ንብ/ ምም/ር  ቢሮ ቁፅሪ 51 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም

7 እዚጨረታካብዕለት   21/ 9 /2007 ክሳብ 08 /10/ 2007  ናይ ስራሕ መዓልቲ  ኣብአየርይፀንሕ::

7 እቲጨረታዕለት  08/9 /2007  ሰዓት   3:30  ተዓፅዩሰዓት  4:00  ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም ኣብዝተረክብሉቢሮቁፅሪ  51 ይኽፈት መቕረብቲ ብናይ  እንተዘይተረኪቦም እቲ ቤት ፅ/ትጨረታ ፖስታ  ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ዓይነት ንብረት ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጋዓዝያን ናብ ማእከል ሰማእታት ብዉዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ::

9እቲማእኸልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብኽፋልይኹንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

10 ተወዳደርቲ እትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

ንተወሳኪሓበሬታብስቁ   0344406392  ደዊልኩምምሕታትትኽእሉ

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s