ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ኣብ ከተማ አለማጣ ንዘስርሖ ዘሎ ፍረ ስዉኣት ማእከል መናእሰይ 3ይ ደብሪ ህንፃ ናይ ኣሉሚነየም : መስትያት : ማዕፆ : ናይ ደረጃ መደየቢ ምስ መስረሒኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 1, 2010 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 18, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 18, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ዝሐደስኩምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቕርብ::

3 ቫት ወይ ቲኢቲ እንተኮይኖም ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬት ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

4 መክበሪ ጨረታ ብረ 30000.00 (ሳላሳ ሺሕ)ስፒኣ ሕጋዉነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ምሰቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝክእል::

5 ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 27/11/2010ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/12/2010ዓ/ም ሰዓት 4:00ተዓሺጉ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ማሕበር መናእሳይ ትግራይ ይኽፈት

6 ሰነድ ጨረታን አፈፃፅማ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ካብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 12 ፋ/ምም/ር ካብ 100 ብር እንኸፈልኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ከም እትከአሉ እናገለፅና ሽም : ኣድራሻ ፌር: ማህተምን ብመግባር ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ይግበሩ::

7 አብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ተወዳዳሪ ብሕጊ ተሓታቲ ኮይኑ ንጨረታ መክበሪ ዘትሓዞ ገንዘብ ብቀጥታ ኣታዊ ከም ዝገበር ከፈልጥ አለዎ

8 አሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝ ሆልዲንግ ዝኸፍል::

9 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ስልኪ 0344409730

ድሕሪት
ጨረታ መደብ