ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ መድሓኒታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 13, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 27, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 27, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

• ትካል ብስምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ምሰ መሰነይታ ተታሒዙ ብዝቐረበ ሰንጠረዥ መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ ብምጥቃስ ምቕራብ ዝከኣል ምኻኑ ንገልፅ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ፍቓድን መለለይ ቁፅሪን/ tin number ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንምስታፍ ዝተወሃበ 2010 ዓ/ም ናይ መቐረቢ ምስክር ወረቀት ኮፒ ከተሓሕዝ ዝኽእል

2 ኣብቲ ብሆስፒታልና ዝተዳለወ ሰነድ ቅጥዒ ጥራሕ ክመልእ አለዎ

3 አብቲ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እነተኮይኑ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኸዉን

4 ናይ መሰራሕ ናዉቲ ሕክምና ዝርዝር መግልፂ ብምስራዝ ናይ ባዕሉ መግለፂ ዘቀመጠ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

5 በቲ ዝቐረበ ስፐስፊካሽን Unit መሰረት ተጌሩ ዋጋ ክምላእ አለዎ

7 ኣብቲ ናይ ጨረታ መምልኢ ቅጥዒ ሕጋዊ ማህተም ፌርማን ሽምን ክዓርፎ አለዎ

8 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 7000 ከትሕዝ ዝክእል

9 ዘይምለስ ናይ ሰነድ ጨረታ ብር 30 ገዚኡ ይዉሰድ

10 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 10/9/2010 ዓ/ም -27/09/2010 ዓ/ም ይኸዉን

11 ሰነድ ዝዉሰደሉ ኣታዊ ዝግበረሉን ቦታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ

12 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00

13 ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ዓዓዲ ሆስፒታል ዕለት 27/09/2010 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 4:30

14 እቲ ዘሸነፈ መድሓኒት ዉዕል ከቕርብ ዝኽእል እንትከዉን ተዘይኣቅሪቡ ድማ 10% ናይቲ ዘሸነፎ መድሓኒት ዋጋ ይቕፃዕ /ይኸፍል

15 ናይ ትራንስፖርት መጎዓዓዝያ ወጪ ብናይ ባዕሉ ምካኑ ፈሊጡ ዝጫረት

16 ዉዕሊ ድሕሪ ምእእሳሩ ዘንጊዑ ዘቅርብ ተጫረቲ 1/1000 ዝቅፃዕ ምካኑ ፈሊጡ ዝጫረት

17 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ