ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :መሳርሒ ፅሕፈት ጎማ መካይንን መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 6 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 22 ጉንበት 2010 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት

1. ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2010ን ዓም ከቅርብ ዝክእል

2. መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

  3. ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ

4. ናይ ወርሒ መጋቢት ወይ ሚያዝያ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5. መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2010 ዓም ከቅርብ ዝኸእል

6. መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7. ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ

8. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን ንኮምፒተርን ተዛመድትን 21 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9. ንናይ መሳርሒ ፅሕፈት 21 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 3 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10. ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ናይ አቁሑ መሳርሒ ህንፃ 22 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11. ንናይ ጎማ መኪና ድማ 22 ጉንበት ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

13. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210089/0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ