ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኮምፒተር ተዛምድቲ ኣቅሑትን : መሳርሒ ፅሕፈት :ጎማ መካይን : መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

1 ካብ ዕለት 6/9/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 22/9/2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት ወይ ድማ ሚያዚያ 2010 ዓም መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊ

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ንኮምፕተርን ተዛመድቲ ኣቀሑት ዕለት 21/9/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

9 ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ዕለት 21/9/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክፈት

10 ናይ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ዕለት 22/9/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

11 ንጎማ መኪና ዕለት 22/9/2010 ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210089 ወይ 0344210276

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s