Vacuume cleaner :5000W , 35 liter, wet and dry type with accessories በዝሒ 01 ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርረቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉን እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰን ክከዉን አለዎ ናይ ወርሒ የካቲት ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ናይ ጨረታ መኽበሪ 3000 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::
5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ሰሪሖም የረክቡ
6 መቅረባይ ብዉዕሊ መሰረት እዋኑን ፅሬቱን ዝሓለወ ስራሕ ሰሪሖም ከረክቡ እንተዘይኪኢም ንዉዕሊ መክበሪ ዘትሐዝዎ 10% ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ዝዉረስ ይከዉን
7 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 24/08/2010 - 8/09/2010ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ምርካብ ይካአል እዩ:
ድሕሪት