ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም መገጣጠሚ ትቦ ማይ ፣ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ ክሎሪን፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ጨረታ ዝክፈተሉ ዝዕፀወሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ከምእዉን ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ከምእዉን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ይከዉን

2 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቢሮ ቁፅሪ 7 ከምእዉን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ንመክበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ሰነድ ምግዛእ ዝክእሉ እዚ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ 16 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሸጢ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳጥን ምእታዉ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብኣርባዕተ ፖስታ ዓተዓሻሽጉ ሐደ ዓይነት ዝኮኑ ናይ ቴክኒካል ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ናይ ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም

6 እዚ ጨረታ 16 ሚያዝያ ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 16 ሚያዝያ ዓም ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ይክፈት

7 ናይቲ ጨረታ አከፋፍታ ስርዓት ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ጠጠዉ ክብል አይክእልን

8 ስርድ ድልዝ ዘለዉ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 አብቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ነብስወከፍ ፊርማን ማህተምን ኣድራሻን ክህልዎ አለዎ

10 ንብረት ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ይከዉን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0344481963/0945088441/0914741334

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s