ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ብስክሌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዱ ዘሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝሐዘን

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ ወይ ለካቲት 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕን ግልፅን ተነባብን ገይሩ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ካብ ኦርጅናል ወይ ድማ ዋና ንብረት ወፃኢ ናይ ምቅራብ ካብ ዝተቀመጡ ዝርዝር ረቆሒታት ወፃኢ ክተቅርብ ምፍታን ኣብዘይ ዘፈር ንግድካ ምዉድዳርን ካልኦትን ሕጊ ጨረታ ዘዛብዕ ስራሕቲ ዘይፍቀድ ምካኑ ክንሕብር ንፈቱ

5 ትካልና ብዝመረፆን ብዝአመነሉን ሳምፕል መሰረት ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋልካብ ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስለሴ ምዉሳድ ይከኣል

7 ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ናብ ንብረት ክፍሊ ሽረ እንዳስላሴ ዘቅርብ

8 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ዘትሕዝ ንዝመልኦ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ክመልኦ አለዎ

9 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ 4000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

10 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 10/7/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ክሳብ 25/7/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 25/7/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 25/7/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳሰላሴ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ ምም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም ብዘይምህላዉ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

12 ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342447659

ድሕሪት
ጨረታ መደብ