ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ን2010 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ: ፀፀር እምኒ ሐሸዋ ጡብ: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒክስ : መኪና ዕድጊት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ን2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩም ሰርተፍኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ኣብ ተወሳኺ እሴተታክስ ዝተመዝገብኩምሉሰርተፌኬትንናይወርሒየካቲት 30 /2010ዓ/ም ወርሓዊ ድክሌር ዝገበርኹም መረዳእታን እተቕርቡ::

4 ናይ መቀረባይነት ሰርተፍኬት ተቕርቡትኽእሉናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ዝሐዝኹም::

5 መቅረባይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ድሕሪ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊኣሲሩዘሸነፎንብረትንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትናብጥላሁንይ ግዛዉ ቴሞያን ኮሌጅ ከቕርብዝኽእል::

6 መወዳደሪደኩ መንትስርዝድልዝ ዘይብሉሽም ንኣድራሻንዘለዎን ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ብምግባር ምቅራብ ዝክእል::

7 ንሕድሕድ ሽያጭ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስብር 50.00 እናኸፈልኵም ካብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክንሞያን ኮሌጅደ /ከ /ስ / ዕዳጋ ፋይናንስንንብረትምም/ርቢሮቁፅሪ 3 ብምዉሳድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ፖስታካብ 20/06/ 10 ክሳብ 5/7/2010 ዓ/ምምእተዉ ትክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/7/2010 ሰዓት 3:30 ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት ንሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት

9 ናይ መኪና ጨረታ ካብ ካብ 20/06/ 10 ክሳብ 19/7/2010 ዓም ኮይኑ ኣብ ኣዲስ አባባ ኤጀንሲ ቴክኒክል ሞያን ቢሮ ቁፅሪ ካምኡዉን ኣብ መቐለ ቢሮ ቴንክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሪ ቀፅሪ 333 ብምዉሳድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ብሸምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ምእታዉ ይከአል

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/7/2010 ሰዓት 3:30 ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት ንሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት

11 ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዝምለሰብር 4000 ናይ መኪና መከበሪ ጨረታ ብር 15100 ብጥረ ገንዘብ ወይካዓ ብንግዲባንኪ ኢትዩጰያ ኣፍልጦ ዝተወሃበ ባንኪዝተረጋገፀ CPO ኣቀድሙከትሕዝዝክእል::

12 ኮሌጅና ኣብ ሕድሕድ በዝሒ ንብረት 20 ምእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል

13 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ምምርሒ ጨረታ ይመልከቱ

ስልኪ 034 777 1828 0925049247 ማይጨዉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s