ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ኮረም ከይዲ ስራሕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከቡ ኣገልግሎት መብራህቲ ዝዉዕል ተተካሊ ሓፂን ወይድማ ፓሎ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 13 ለካቲት ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት ኣብ ቤት መዘጋጃ ኮረም ይክፈት

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝክእሉ ካብ መምርሒ ተጫረቲ ክሪኢዩ ይክእሉ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ንሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345510468 /0914517714 /0967740199

ድሕሪት
ጨረታ መደብ