ሆስፒታል መቐለ ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ጀነሬተር : ሕክምና ናዉቲ ኣዉቶክሊቭ: ብት ጨርቅን ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1. ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምኻኖም ቫት ተመዝጋቢን ኣብ ቀረባ እዋን ዲክሊራንስ መረዳእታ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ 

2. ናይ ጨረታ መክበሪ ንብትን ጨርቂ 5000 ከትሕዝ ዝክእልን ናይ ጀነሬተር ኣዉቶክሊብቭን ብር 10000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ብ CPO ከትሕዝ ዝክእል 

3. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን:: 

4. ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 ይከዉን

5. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 27 4 210 ዓም ክሳብ 13 05 2010 ንተከታተልቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደከስዕንፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እነዳገዛእኩም ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ድማ ብር 50 እናከፈሉ ምዉሳድ ይክእሉ

6. እዚ ጨረታ ዕለት 13/ 05/ 2010ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት:: 

7. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኪቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክክፈት ይከኣል 

8. ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

9. ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ 

10. ሆስፒታል መቐለ ምሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ 11. ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s