ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ ኣይሱዙ መኪና ሞዴል MPATFS 54 H7H566356 ኢንጅን ሞዴል ዝዓይነታ መለዋወጢ ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 20, 2010 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 23, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ሽም ኣቅሓ

ፓርት ናምበር

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ኣይል ፊልትሮ


ብቁፅሪ

01




2

ፍዩል ፊልትሮ


ብቁፅሪ

02




3

ቅድሚት ሽክ ኦብዘርቨር


ብቁፅሪ

02




4

ድሕሪት ሽክ ኦብዘርቨር


ብቁፅሪ

02




5

ዳሽ ቦርድ ሪለይ


ብቁፅሪ

01




6

ድሕሪት ሸኪት


ብቁፅሪ

04




7

ድሕሪት ጎሚኒ ታሕተዋይ


ብቁፅሪ

04




8

ድሕሪት ሸኪት


ብቁፅሪ

01




መተሓሳሰቢ

1 ተጫረቲ ንግዲ ፍቓዶምን TIN ቁፅሮምን ፎቶ ኮፒ አተሓሐዞም የቕርቡ

2 እትሸጥሉ ዋጋ ብምምላእ ብብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፌርማን ተጫረቲ ተመሊኡ ካብ 11/04/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/04/2010 ዓም ሰዓት 11:30 ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ንዕድም

3 ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫት ምኳኑ ክገልፅ አለዎ እንተዘይ ተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኾነ ይቑፀር

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ዋና ቤት ፅሐፈት ማባት ይከዉን

5 ጨረታ መከበሪ ካብ ዘቅረብዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ዝምለሰ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

6 እቲ ንብረት አብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ የቅርብ

6 ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ዘይገደድ ምዃኑ ንገልፅ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ